cookie

نحن نستخدم ملفات تعريف الارتباط لتحسين تجربة التصفح الخاصة بك. بالنقر على "قبول الكل"، أنت توافق على استخدام ملفات تعريف الارتباط.

avatar

CHANNEL 29

Stay informed! @Ch29bot

إظهار المزيد
مشاركات الإعلانات
26 483
المشتركون
+1724 ساعات
+687 أيام
+32630 أيام

جاري تحميل البيانات...

معدل نمو المشترك

جاري تحميل البيانات...

00:58
Video unavailableShow in Telegram
🔹ንጌታቸው ፈርም ኢለዮ እየ እዩ ፈሪሙ ! በቐዳማይ ድማ ዘይበልናዮ ፈሪሙ ኢሉ ኔሩ! ዚ ሰብኣይ ናብ ሚድያ ተዘየፀግዕዎ መጠዓመ ኔሩ! ይልክመና እዩ ዘሎ! ህፃናት በማይደርሱበት ቦታ ይቀመጥ ከምታ ትበሃል ; ማይክራፎንን ካሜራን ደብረፅዮን አብዘይበፅሐሉ ቦታ እዩ ክቕመጥ ዘለዎ!
إظهار الكل...
1.21 MB
👍 55👌 9😡 8😢 5
01:29
Video unavailableShow in Telegram
🔹ተጋደልትና ከምዚኣ እያ መሪራቶም ዘላ
إظهار الكل...
2.27 MB
👏 34😢 14👍 4
إظهار الكل...
“እናንተ እንጂ እኔ አልተሳሳትኩም” ደብረፂዮን| “የአእምሮው ጤንነት ያጠራጥራል” ዶ/ር ምኡዝ 09/18/24

#ReyotMedia #DebretsionGebremikael #TPLF #AbiyAhmed #Tigray #GetachewReda #MeuzGidey #TewodrosTsegaye #ReyotMediaToday #Reyot

👏 15👍 5🔥 2🙏 1
🗣️ Like a stomach, a brain doesn't alert you when it is empty🗣️
Arabs
Night
إظهار الكل...
👍 92🔥 9
🔹ናይ ግምት ህወሓት እያ
إظهار الكل...
👌 20👍 4🔥 1
🔹ካብ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ
إظهار الكل...
👍 32🙏 2😢 1
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ሕማም መገረም ከም ዝተርኣየ ተሓቢሩ። ኣብታ ወረዳ ኣብ ክልተ ጣብያታት 34 ሰባት በቲ ሕማም ከም ዝተጠቕዑን ዛጊድ ሞት ሓደ ወገን ከም ዘጋጠመን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ሎሚ 08 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣይተ ዳንኤል መረሳ ከምዝሓበርዎ ኣብታ ወረዳ ኣብ ክልተ ጣብያታት ማለት እውን ኣብ ጣብያ ሓወልቲ 28፣ኣብ ጣብያ ሆርዳ ድማ 6 ብድምር 34 ሰባት በቲ ሕማም ከም ዝተጠቕዑን ዛጊድ ድማ ሞት ሓደ ወገን ከምዘጋጠመን ገሊፆም። ብተለምዶ "ሕማም መገረም" እናተብሃለ ዝፅዋዕ እዚ ሕማም ካብ እንስሳት ናብ ደቂ ሰባት ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ከም ዝኾነ ዝሓበሩ ኣይተ ዳንኤል ሕብረተሰብ ጥዕንኡ ዘይተመርመረ ስጋ እንሳስ ካብ ምብላዕ ክቑጠብ፣ ዝሓመመ እንስሳ ክነኻኽእ ከምዘይብሉን ዝሞተ እንስሳ ድማ ከይሓረደ ክቐብር ከምዘለዎን ኣተሓሳሲቦም። ቀንዲ ምልክታት ናይዚ ሕማም ኣብ እንስሳት ብኣፎም ደም ምፍሳስ ኣብ ሰብ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ኣካላት ሕበጥ ምውፃእን ከም ዝኾነ ዝገለፁ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣይተ ዳንኤል መረሳ፤ ኩሉ ሕብረተሰብ ዘለውዎ እንስሳት ግቡእ መከላኸሊ ክታበት ከካይድን ዝሓመሙ እንስሳት ድማ ንበይኖም ፈልዩ ከፅንሖም ከምዝግባእን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም። ዋና ኣመሓዳሪ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣይተ ተዘራ ጌታሁን ብግደኦም ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ዋዕላ ትምህርቲ ተሳተፍቲ ንዝነበሩ ርእሳነ መምህራን፣ ኣማሓደርቲ ኩለን ጣብያታትን ኣባላት ካቢኔ እታ ወረዳን ምስ መደባት ትምህርቲ ጎናጎኒ እቲ ሕዚ ኣብ ክልተ ጣብያታት ተራእዩ ዘሎ ሕማም መገረም ናብ ካልኦት ጣብያታት ንከይስፋሕፋሕ ኩሉ ኣመራርሓ ንሕብረተሰቡ ከንቅሕን ብዝረኸቦ ኣጋጣሚ ኩሉ ግቡእ ኣስተምህሮ ክህብ ከምዝግባእን ኣተሓሳሲቦም ክብል ዝፀብፀበልና ሓበሬታን ርክብን ወረዳ ራያ ዓዘቦ እዩ። 08 መስከረም 2017 ዓ/ም መቐለ
إظهار الكل...
😢 31👍 9
ናብ ትግራይ ዝመፁ ፃዓዱ ብዝዓባ ምውፃእ ወረርቲን ምምላሰ ተመዛበልቲን ከይኾነሰ ብዝዓባ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ኢዪም ዝሓቱ ብተልእኾ ኢዪም ዝመፁ ዘለው# ወረርቲ ካብ ግዝኣታት ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ከይወፁ ሰራዊትና ዕጥቂ ክፈትሕ የቡሉን። Dori Asgedom
إظهار الكل...
🔥 86👍 49
Photo unavailableShow in Telegram
Most people don't know their true power!
إظهار الكل...
🔥 56👍 13
እቲ ሓደ ንቲ ሓደ ንምሽናፍ ሚስጥር እናዘርገፍካ፣ ፍትሒ እናጉደልካ ፣ ንስኻ ከይትሕተት መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ምኽሓድ፣ ዝኣመሰሉ ገበናት እናፈፀምካ ንምምራሕ እዩ? ♦ግዝያዊ ምምሕዳር ስልጣን ለቒቑ ህወሓት ስልጣን ይሓዝ። ( ህወሓት) ♦ መወዳእታ ዘይብሉ ስሕተትን ገበንን ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ እናኽፈሎ ስለዝኾነ ለውጢ የድሊ እዩ። (ግምት) ♦ ብሰንኪ እዞም ጉጅለታት እዚኦም ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዓዘቕቲ ይወድቕ ስለዘሎ ንኹሎም ናይ ፖለቲካ ሓይልታት ዘማእኸለ ሓዱሽ ግዝያዊ መንግስቲ ይመስረት። ( ብሄራውያን ውድባት ትግራይ) • ስለዚ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይግበር?
إظهار الكل...
🔥 35👍 17
اختر خطة مختلفة

تسمح خطتك الحالية بتحليلات لما لا يزيد عن 5 قنوات. للحصول على المزيد، يُرجى اختيار خطة مختلفة.